Glorified Christ Ministry

ኣገልግሎት ግሎሪፋይድ ክራይስት (ክብሪ ክርስቶስ) ካብ 2008 ዓ/ም ብጻውዒት ጎይታ የሱስ ክርስቶስ ድርኺት መንፈስ ቅዱስን ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ንምኽባርን ንምግልጋልን ንወለዶና ናብ ክብሪ ኣምላኽ ንምእታው ኣብ ኤርትራ ዝተመስረተ እዩ።

ራእይ (Vision)


“ ክብሪ ዝሓስብ፡ ክብሪ ዝጸውር፡ ብኽብሪ ክርስቶስ ዝነብር ወለዶ ንምትንሳእን ንምልቃቕን”!
“Raising a Generation that Thinks Glory, Carries Glory, and Who lives by the Glory of Christ”!

ተልእኾ (Mission)

  • ካብ ቃል ጎይታ የሱስ ክርስቶስን ምልኣት መንፈስ ቅዱስን ዝወሓዘን ዝፈልፈለን ብሉጽን ምሉእን ረዚንን ዘልኣለማውን ክብሪ ኣምላኽ ምግላጽ ።
  • ካብ ብስራት ናይ ክብሪ ወንጌል ጎይታ የሱስ ክርስቶስ እተላዕለ ድማ ኣብ መንፈሳዊን ምድራውን ህይወትና ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰግር ነባሪ ናይ ክብሪ ህይወት ኣምጺእናን ኣዕቢናን መገዲ ውርደትን መከራን ጸበባን ሞትን ድኽነትን ናብ መፈጸምታ ምምጻእ።
  • ንኹሉ ፍጥረት ናብ ምሉእ ዕረፍቲ ኣምላኽ ንምእታውን ናብ ፍልጠትን ክብሪ ክርስቶስ ንምጥቕላል እዩ !

ሸውዓተ ኣዕኑድ ኣገልግሎት
The seven Pillars of Ministry

“ ጥበብ ቤታ ሀነጸት፡ ሾብዓተ ኣዕኑዳ ጸረበት”
“Wisdom hath builded her house, she hath hewn out her seven pillars” ምሳሌ 9፡1

  • 1
    ናይ ትምህርትን ስብከትን ኣገልግሎት (Teaching and Preaching Ministry)
  • 2
    ናይ ጸሎት ኣገልግሎት (Prayer Ministry)
  • 3
    ናይ ስድራቤትን መርዓን ኣገልግሎት (Family and Marriage ministry)
  • 4
    ኣምልኾ ኣገልግሎት (Worship Ministry)
  • 5
    ናይ መንግስቲ ጥበብ (ናይ ዮሴፍ ጥበብ) (Kingdom Wisdom (Joseph’s Wisdom)
  • 6
    ኣርት ሚኒስትሪ ( Art Ministry)
  • 7
    ናይ ምሃብ ኣገልግሎት (Giving Ministry)

ክብርታት ኣገልግሎትና
Values of Our Ministry

  • 1
    ፍቕሪ ( Love) 1ዮሃ 4፡7-10
  • 2
    ለውሃትን ትሕትናን ( Meekness and Humility ) ማቴ 11፡29
  • 3
    እምነትን ትብዓትን ( Faith and courage ) እብ 11፡6 ,1ጴጥ 2፡6, 2ጢሞ 1፡6-7
  • 4
    ጽምኣትን ትግሃትን (Spiritual Hunger and Devotion ) ዮሃ 7፡ 37-38 , 2ጴጥ 1፡ 5
  • 5
    እሙንነት ( Faithfulness ) ማቴ 25፡ 21-23
  • 6
    ሕውነትን ዕርክነትን ( Friendship and Brotherhood ) ዮሃ 15፡13 -14
  • 7
    ዕዮን ስራሕን ( Serve and Work) ዮሃ 17፡4 , 1ተሰ 4፡11-12