ራእይ (Vision)
“ ክብሪ ዝሓስብ፡ ክብሪ ዝጸውር፡ ብኽብሪ ክርስቶስ ዝነብር ወለዶ ንምትንሳእን ንምልቃቕን”! “Raising a Generation that Thinks Glory, Carries Glory, and Who lives by the Glory of Christ”!
ተልእኾ (Mission)
-
ካብ ቃል ጎይታ የሱስ ክርስቶስን ምልኣት መንፈስ ቅዱስን ዝወሓዘን ዝፈልፈለን ብሉጽን ምሉእን ረዚንን ዘልኣለማውን ክብሪ ኣምላኽ ምግላጽ ።
-
ካብ ብስራት ናይ ክብሪ ወንጌል ጎይታ የሱስ ክርስቶስ እተላዕለ ድማ ኣብ መንፈሳዊን ምድራውን ህይወትና ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰግር ነባሪ ናይ ክብሪ ህይወት ኣምጺእናን ኣዕቢናን መገዲ ውርደትን መከራን ጸበባን ሞትን ድኽነትን ናብ መፈጸምታ ምምጻእ።
-
ንኹሉ ፍጥረት ናብ ምሉእ ዕረፍቲ ኣምላኽ ንምእታውን ናብ ፍልጠትን ክብሪ ክርስቶስ ንምጥቕላል እዩ !